Filtra per genere
- 2961 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 31 ግንቦት 2024 - ግንቦት 31, 2024Fri, 31 May 2024 - 29min
- 2960 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ግንቦት 2024 - ግንቦት 30, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ግንቦት 2024 ሕ/ሃገራት ብስእነት ጸጥታ ሱዳናውያን ስደተኛታት ሻቕሎቱ ይገልጽ ትንታነ ምርጫ ደቡብ ኣፍሪቃን መደብ ጥዕና የጠቓልል።
Thu, 30 May 2024 - 29min - 2959 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 ግንቦት 2024 - ግንቦት 29, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 ግንቦት 2024 ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ምስ ተወከልቲ ዘተ ጀሚሩ ሕጹያት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ሓይሊ ወታሃደራዊ መዳይ ዝተፈላለየ መርገጺ ይሕዙ መንእሰያትን ምርጫ ደቡብ ኣፍሪቃን መደብ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን
Wed, 29 May 2024 - 29min - 2958 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 28 ግንቦት 2024 - ግንቦት 28, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 28 ግንቦት 2024 ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣመሪካ ብምኽንያት “ሃገራዊ መዓልቲ” ኢትዮጵያ ሰናይ ትምኒቱ ገሊጹ ኮሚሽን ሰ/መ/ኢትዮጵያ ንምቁራጽ ተጻብኦታትን ልዝብን ይጽውዕ ወፍሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ዓመተ 2024ን ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን መረጽቲን
Tue, 28 May 2024 - 29min - 2957 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 27 ግንቦት 2024 - ግንቦት 27, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 27 ግንቦት 2024 ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ካብ መንግስቲ ዝገጥሞ ዘሎ ጸቕጢን መጥቃዕቲን ይገልጽ ኣባልት ቤት ምኽሪ ኣመሪካ ኣብ ታይዋን ይበጽሑ ኣብ ሶማል ዘጋጠመ ምዕልቕላቕ ውሕጅ መጥቃዕቲ እስራኤል ኣብ ራፋህን ፡መጥቃዕቲ ሓማስ ናብ እስራኤልን ዝምልከት ጸብጻብ ሰሙናዊ መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን
Mon, 27 May 2024 - 29min - 2956 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ግንቦት 26, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 26 May 2024 - 29min - 2955 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ግንቦት 25, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 25 May 2024 - 29min - 2954 - ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ - ግንቦት 24, 2024
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን መልስን
Fri, 24 May 2024 - 29min - 2953 - ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ - ግንቦት 23, 2024
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሓሙስ፡ መንእሰያት/ ጥዕና
Thu, 23 May 2024 - 29min - 2952 - ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ - ግንቦት 22, 2024
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ረቡዕ፡ ህዝቢ ምስ ህዝቢ
Wed, 22 May 2024 - 29min - 2951 - ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ - ግንቦት 21, 2024
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰሉስ፡ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ/ ኣመሪካና
Tue, 21 May 2024 - 29min - 2950 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 20 ግንቦት 2024 - ግንቦት 20, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 20 ግንቦት 2024 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ምልውዋጥ ሽመት ገይሩ፣ ንሚኒስተር ምክልኻል ዳግም ሸይሙ “ተመዛበልቲ ናብ ቦታኦም ንምምላስ ምድልዋትና ኣፃፊፍና ኢና፡” ሌ/ጀ/ ታደሰ ወረደ መዓስከር ኣለምዋጭ -- ኤርትራዊ ስደተኛ ብዕጡቓት ተቐቲሉ ዜና ስፖርት
Mon, 20 May 2024 - 29min - 2949 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ግንቦት 19, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 19 May 2024 - 29min - 2948 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ግንቦት 18, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 18 May 2024 - 29min - 2947 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 17 ግንቦት 2024 - ግንቦት 17, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 17 ግንቦት 2024 ሚ/ጉ/ወጻኢ ኢትዮጵያ ንጻውዒት ኣምባ. ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይነጽግ ሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ክዝተየሉ ሕቶ ቀሪቡ ምርኢት ቅዲ-ክዳን ኤርትራ
Fri, 17 May 2024 - 30min - 2946 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 16 ግንቦት 2024 - ግንቦት 16, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 16 ግንቦት 2024 ቻይና ጉጅለታት ሕክምና ናብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ልኢኻ “75-ሽሕ ተዋጋእቲ ክልል ትግራይ ናይ ምፍናውን ምጥያስን መስርሕ ድሕሪ ክልተ ወርሒ ክጅምር’ዩ፡” ኮሚሽን ተሃድሶ መደብ መንእሰያት - ቱሪዝም ክልል ትግራይ ንምብርባር የጠቓልል።
Thu, 16 May 2024 - 29min - 2945 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 15 ግንቦት 2024 - ግንቦት 15, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 15 ግንቦት 2024 ኣምባሳድር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣሳታፊ ዘተን ምዕራፍ ጎንጽታትን ይጽውዕ ኣብ ጋምቤላ ዘጋጠመ ግጭት ምርጫ ኣመሪካን ፖሊስ ምፍልላይ ስድራቤትን መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ የጠቓልል።
Wed, 15 May 2024 - 30min - 2944 - ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ - ግንቦት 14, 2024
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰሉስ፡ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ/ ኣመሪካና
Tue, 14 May 2024 - 29min - 2943 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 ግንቦት 2024 - ግንቦት 13, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 ግንቦት 2024 ጻውዒት ሰላም ቀ/ሚ ኣሕመድ ሱዳን -- ሓተትቲ ዑቕባ ተወላዶ ትግራይ ኣብ ዝተሓደሰ ሻቕሎት ዜና ስፖርት ትንታነ -- ኣድማ ተመሃሮ ዩኒቨርስታት ኣመሪካ የጠቓልል
Mon, 13 May 2024 - 29min - 2942 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ግንቦት 12, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 12 May 2024 - 29min - 2941 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ግንቦት 11, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 11 May 2024 - 29min - 2940 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 10 ግንቦት 2024 - ግንቦት 10, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 10 ግንቦት 2024 ዲፕሎማት በበይነን ሃገራት ናብ ክልል ትግራይ ይበጽሑ ወይኒ ተወልደ -- ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ መድረኽ ስነ-ጥበብ ወዲ ትኹል - ድሕሪ ሕማም ንሓዲሽ ናህሪ ይብገስ
Fri, 10 May 2024 - 29min - 2939 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 9 ግንቦት 2024 - ግንቦት 09, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 9 ግንቦት 2024 መንግስቲ ኢትዮጵያ ዕጡቓት ህውሓት ኣብ ኲናት ሱዳን ይሳተፉ`ለዉ ዝብል ክሲ የጻርዮ ምህላው ኣፍሊጡ ምርጫ ኣመሪካ -- ኤስያውያን-ኣመሪካውያን ንምብጻሕ ዝግበር ስራሓት መደብ ጥዕና የጠቓልል።
Thu, 09 May 2024 - 30min - 2938 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 8 ግንቦት 2024 - ግንቦት 08, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 8 ግንቦት 2024 ቢንያም ግርማይ ካብ ዙር ኢጣልያ ተኣልዩ ኢትዮጵያ - መጥቃዕቲ ዝተፈነዎም ስደተኛታት፡ ንመዓስከር ኩምራ ይገድፉ ምርጫ 2024 ኣመሪካን ሰብ-ሰርሖ ብልሒን ሰሙናዊ መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤትን የጠቓልል።
Wed, 08 May 2024 - 29min - 2937 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 7 ግንቦት 2024 - ግንቦት 07, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 7 ግንቦት 2024 ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣገልግሎት ቪዛ ክጅምር’ዩ ፕረ.ሩቶ ግዳያት ውሕጅ ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝወሃቦም ኣፍሊጦም ሽዱሽተ ኣዋርሕ ተሪፍዎ ዘሎ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካን ፕረዚደንታዊ ሕጹያትን ንማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ዝሕግዝ ሓበን፡ኤሪ ናብ ግብራዊ ዕማም ይሰጋገር
Tue, 07 May 2024 - 29min - 2936 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 ግንቦት 2024 - ግንቦት 06, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 ግንቦት 2024 ሰራዊት ህጹጽ ወሃብ ድጋፍ ሱዳን ንህወሓት ይኸስ ስ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ነቲ ክሲ ይነጽግ ኣብ ክልል ጋምቤላ ዕጡቓት ሽውዓተ ሰባት ኣቑሲሎም ዜና ስፖርትን ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል
Mon, 06 May 2024 - 29min - 2935 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ግንቦት 05, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 05 May 2024 - 30min - 2934 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ግንቦት 04, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 04 May 2024 - 30min - 2933 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 ግንቦት 2024 - ግንቦት 03, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 ግንቦት 2024 ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ንጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ይነጽግ ኣዲስ ኣበባ ፡፡ ሓሙሽተ ኣገልገልቲ ቤተክርስትያን ተኣሲሮም ቃለ መሕች ንዝኽሪ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምስ በዓል ሞያ ሚድያ መኮነን ምስግና
Fri, 03 May 2024 - 29min - 2932 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 2 ግንቦት 2024 - ግንቦት 02, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 2 ግንቦት 2024 ቤት ፍርዲ ኣዲስ ኣበባ፡ ኣብ ልዕሊ እሱር ቀሺ በላይ፡ ኣኽባር ሕጊ ክሲ ክምስርት ይሓትት ክልል ጋምቤላ -- ዝተጨወዩ ህፃናት ይምለሱ ባይቶ ኣመሪካ፡ ኣፈጉባኤ ጆንሶን ክቕጽል እንተዀይኑ ዝመጽእ ሰሙን ድምጺ ክህብ’ዩ መደብ መንእሰያትን የጠቓልል።
Thu, 02 May 2024 - 29min - 2931 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 1 ግንቦት 2024 - ግንቦት 01, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 1 ግንቦት 2024 ምላሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንተሪር ስጉምቲ ቪዛ ሕብረት ኣውሮጳ ሕብረት ኣፍሪቃ ገንዘቡ ካብ ምዝራፍ ከም ዘፍሸለ ይገልጽ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቁጽሪ ተሳፈርቱ ብ30% ከዕቢ ትጽቢት ከም ዘለዎ ኣፍሊጡ መግለጺ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ
Wed, 01 May 2024 - 29min - 2930 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 30, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ሚያዝያ 2024 ኣብ ክልል ኣምሓራ 4.1-ሚልዮን ቆልዑ ካብ ትምህርቲ ምብኳሮም ሕ/ሃ ይሕብር ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ቓዛ ንምዝርራብ ምስ ሰበ-ስልጣን ዮርዳኖስ ይራኸብ ወፍሪ ምርጫ ኣመሪካን
Tue, 30 Apr 2024 - 29min - 2929 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 29, 2024
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 4 ሰባት ብውሕጅ ሞይቶም፡ ሕ/ኣውሮጳ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያዊያን ጽኑዕ ናይ ቪዛ ቐይዲታት የንብርን ካልኦት ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜናታት መደብ ስፖርት ሳይንስን ቴክኖሊጅን ቻይና ናብ ዝረሓቐ ክፋል ወርሒ ክትውንጭፋ ዝመደበት መንኮርኮር ዝምልከት የጠቓልል
Mon, 29 Apr 2024 - 29min - 2928 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሚያዝያ 28, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 28 Apr 2024 - 29min - 2927 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ሚያዝያ 27, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 27 Apr 2024 - 29min - 2926 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 26 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 26, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 26 ሚያዝያ 2024 ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ምትፍናን ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ብዘተ ክዓርፍ ይጽውዕ ስድራቤት እሱራት ወተሃደራት ደሃይ ይሓቱ፡ መላሲ ግን የሎን ርኽብ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣመሪካ ምስ ፕረዚደንት ቻይና
Fri, 26 Apr 2024 - 30min - 2925 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 25 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 25, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 25 ሚያዝያ 2024 ስድራ ግዳያት ዝወደቐት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክሲ ክምስረት ይሓቱ ኣብ ጎንደር ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ብዝተኻየደ ውግእ 5 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ መደብ ጥዕና የጠቓልል።
Thu, 25 Apr 2024 - 29min - 2924 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 24, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ሚያዝያ 2024 ኮሚሽን ልዝብን ምኽክርን ኢትዮጵያ ንዕጡቓት ኣካል ዝርርብ ክዀኑ ይጽውዕ፡ ኣመሪካ ድጋፋ ትገልጽ፡ ሓይሊ ባሕሪ ቱርኪዬ ኣብ ሶማል ይበጽሕ ኣምንስቲ ዓመታዊ ጸብጻብ የውጽእ መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤትን - ኣብነታዊት ሓረስታይ ኣብ ኤርትራ የጠቓልል።
Wed, 24 Apr 2024 - 29min - 2923 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 23 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 23, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 23 ሚያዝያ 2024 ዓመታዊ ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ኣመሪካ -- ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣሰካፊ ተርእዮ፥ 21 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ጂቡቲ ሞይቶም፡ ደሃይ ካልኦት 23 ድማ ኣይተፈልጠን፥ ጉጅለታት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብሪጣንያ ንዝመደበቶን ባይቶ ዝደገፎን ምግዓዝ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ይነቕፉ ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኣሰፋ ተኸስተ
Tue, 23 Apr 2024 - 29min - 2922 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ 22 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 22, 2024
መግለጺ ኤምባሲታት ሃገራት ጉጅለ-7 ኣብ ጉዳይ ክልል ኣምሓራን ትግራይን፡ መግለጺ ኢዜማ ኣብ እምባታት ሰሜን ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ባርዕ መደብ ስፖርትን ኣብ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ 22 ሚያዝያ 2024
Mon, 22 Apr 2024 - 29min - 2921 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሚያዝያ 21, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 21 Apr 2024 - 29min - 2920 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ሚያዝያ 20, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 20 Apr 2024 - 29min - 2919 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 19 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 19, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 19 ሚያዝያ 2024 ዞባዊን ኣህጉራዊ ዜና ጸብጻብ ኣብ ለንደን ማራቶን ዝሳተፉ ዘለው ኢትዮጵያዊያን ኣትሌት መደብ ቒሔ ጽልሚ ንምምራቕ ፈላመይቲ መጽሓፍ ፍሉጥ ኤርትራዊ ደራሲ ደበሳይ ወልዱ
Fri, 19 Apr 2024 - 29min - 2918 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 18, 2024
ኣብ ኣፍደገ ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ዝተካየደ ሰልፊ ተቃውሞ ተወላዶ ትግራይን ኦሮሞን: ኣብ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ዝረ ኣ ዘይስሩዕ ኣመጋግባ ዝምልከት መደብ: ዕለታዊ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ኣብ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 ሚያዝያ 2024
Thu, 18 Apr 2024 - 30min - 2917 - 17 ሚያዝያ 2024 ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሚያዝያ 17, 2024
ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብጻሕ ዝተዳለወ መደብ ኣብ ጀነቫ: ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ግጭት: ኩነታት ማእከላይ ምብራቕ ሕጹያት ተወዳደሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ማእከላይ ምብራቕ ነበርቲ ፒያሳ ብምፍራስ ፒያሳ ይሓዝኑ ቃለ መሕትት ዶ/ር የማነ ወልደዩሃንስ ኣብ ናይ 17 ሚያዝያ 2024 ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
Wed, 17 Apr 2024 - 29min - 2916 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 16 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 16, 2024
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ነበርቲ አላማጣ ብሰንኪ ስግኣት ናብ ቖቦ ምኻዶምን ግብረ መልሲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ርክብ ቻንስለር ጀርመን ምስ ፕረዚደንት ቻይና ጸብጻብ ኣብ ዳባት ዝተጨወየ ኤርትራዊን መደብ ኣመሪካናን ኣብ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 16 ሚያዝያ 2024
Tue, 16 Apr 2024 - 30min - 2915 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 15 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 15, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 15 ሚያዝያ 2024 ዕለታዊ ዜና - ኣብ መኾኒ ዝተኻየደ ሰልፊ ተመዛበልቲ: ኣብ ክልል ጋምቤላ 14 ሰብ-መዚ ኣብ ቐይዲ ምእታዎም ተገሊጹ ዜና ስፖርት ተንተንቲ ኣብ ጉዳይ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነጥፉ ውድባት ዝሃብዎ መጠንቐቕታ
Mon, 15 Apr 2024 - 29min - 2914 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሚያዝያ 14, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 14 Apr 2024 - 30min - 2913 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ሚያዝያ 13, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 13 Apr 2024 - 29min - 2912 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 12 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 12, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 12 ሚያዝያ 2024 ዕለታዊ ዜና - ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘጋጠመ 3 ሰባት ዝቐተለ ምልውዋጥ ተኵሲ; ኣመሪካ ግዚያዊ ናይ ምጽናሕ ቪዛ ኢትዮጵያዊያን ኣናዊሓ እግሪ ጉዕዞ ንኣካላዊን ኣእምሮኣዊን ጥዕና ዘለዎ ጠቕሚ ኣብ ሕጋዊነት ህወሓት ካብ በዓልሞያ ሕጊ ዝተዋህበ መብርሂ
Fri, 12 Apr 2024 - 29min
Podcast simili a <nome>
- Conversations ABC listen
- Global News Podcast BBC World Service
- El Partidazo de COPE COPE
- Herrera en COPE COPE
- The Dan Bongino Show Cumulus Podcast Network | Dan Bongino
- Es la Mañana de Federico esRadio
- La Noche de Dieter esRadio
- Hondelatte Raconte - Christophe Hondelatte Europe 1
- Affaires sensibles France Inter
- Dateline NBC NBC News
- Más de uno OndaCero
- La Zanzara Radio 24
- L'Heure Du Crime RTL
- El Larguero SER Podcast
- Nadie Sabe Nada SER Podcast
- SER Historia SER Podcast
- Todo Concostrina SER Podcast
- 安住紳一郎の日曜天国 TBS RADIO
- TED Talks Daily TED
- アンガールズのジャンピン[オールナイトニッポンPODCAST] ニッポン放送
- 辛坊治郎 ズーム そこまで言うか! ニッポン放送
- 飯田浩司のOK! Cozy up! Podcast ニッポン放送
- 吳淡如人生實用商學院 吳淡如
- 武田鉄矢・今朝の三枚おろし 文化放送PodcastQR