Filtrar por género

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

VOA

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021

2961 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 31 ግንቦት 2024 - ግንቦት 31, 2024
0:00 / 0:00
1x
  • 2961 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 31 ግንቦት 2024 - ግንቦት 31, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 31 ግንቦት 2024 ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ውሳነ መስርሕ ክሲ ትራምፕ መደብ ቒሔ ጽልሚ

    Fri, 31 May 2024 - 29min
  • 2960 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ግንቦት 2024 - ግንቦት 30, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ግንቦት 2024 ሕ/ሃገራት ብስእነት ጸጥታ ሱዳናውያን ስደተኛታት ሻቕሎቱ ይገልጽ ትንታነ ምርጫ ደቡብ ኣፍሪቃን መደብ ጥዕና የጠቓልል።

    Thu, 30 May 2024 - 29min
  • 2959 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 ግንቦት 2024 - ግንቦት 29, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 ግንቦት 2024 ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ምስ ተወከልቲ ዘተ ጀሚሩ ሕጹያት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ሓይሊ ወታሃደራዊ መዳይ ዝተፈላለየ መርገጺ ይሕዙ መንእሰያትን ምርጫ ደቡብ ኣፍሪቃን መደብ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን

    Wed, 29 May 2024 - 29min
  • 2958 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 28 ግንቦት 2024 - ግንቦት 28, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 28 ግንቦት 2024 ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣመሪካ ብምኽንያት “ሃገራዊ መዓልቲ” ኢትዮጵያ ሰናይ ትምኒቱ ገሊጹ ኮሚሽን ሰ/መ/ኢትዮጵያ ንምቁራጽ ተጻብኦታትን ልዝብን ይጽውዕ ወፍሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ዓመተ 2024ን ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን መረጽቲን

    Tue, 28 May 2024 - 29min
  • 2957 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 27 ግንቦት 2024 - ግንቦት 27, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 27 ግንቦት 2024 ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ካብ መንግስቲ ዝገጥሞ ዘሎ ጸቕጢን መጥቃዕቲን ይገልጽ ኣባልት ቤት ምኽሪ ኣመሪካ ኣብ ታይዋን ይበጽሑ ኣብ ሶማል ዘጋጠመ ምዕልቕላቕ ውሕጅ መጥቃዕቲ እስራኤል ኣብ ራፋህን ፡መጥቃዕቲ ሓማስ ናብ እስራኤልን ዝምልከት ጸብጻብ ሰሙናዊ መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን

    Mon, 27 May 2024 - 29min
Mostrar más episodios