Filtrer par genre

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

VOA

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021

3028 - ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ - ነሓሰ 06, 2024
0:00 / 0:00
1x
  • 3028 - ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ - ነሓሰ 06, 2024

    ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰሉስ፡ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ/ ኣመሪካና

    Tue, 06 Aug 2024 - 29min
  • 3027 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ነሓሰ 05, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ንመጥቃዕቲ ከተማ ሞቃዲሾ ስዒቡ ዝተኻየደ ተቃውሞ ሰልፊ ካመላ ሃሪስ ምክትለን ከፍልጣ’የን ን ኤርትራ ወኪሉ ኣብ ውድድር ምሕንባስ ኦሎምፒክ ፓሪስ ዝተሳተፈ ኣሮን ገብሩ ኦውሱ ዝተኻየደ ዕላል

    Mon, 05 Aug 2024 - 29min
  • 3026 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ነሓሰ 04, 2024

    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

    Sun, 04 Aug 2024 - 30min
  • 3025 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ነሓሰ 03, 2024

    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

    Sat, 03 Aug 2024 - 29min
  • 3024 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ነሓሰ 02, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ዕጡቓት ጉጅለታት ክልል ኣምሓራ ዝርርብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቱርኪየ ንሽምግልና ኢትዮጵያን ሶማልን ናብ ኢትዮጵያ ክጓዓዝ’ዩ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ጎስጓስ ምርጫ ኣመሪካ መድረኽ ዘተ ክልል ትግራይ

    Fri, 02 Aug 2024 - 29min
Afficher plus d'épisodes