Filtrar por gênero
- 3028 - ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ - ነሓሰ 06, 2024
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰሉስ፡ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ/ ኣመሪካና
Tue, 06 Aug 2024 - 29min - 3027 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ነሓሰ 05, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ንመጥቃዕቲ ከተማ ሞቃዲሾ ስዒቡ ዝተኻየደ ተቃውሞ ሰልፊ ካመላ ሃሪስ ምክትለን ከፍልጣ’የን ን ኤርትራ ወኪሉ ኣብ ውድድር ምሕንባስ ኦሎምፒክ ፓሪስ ዝተሳተፈ ኣሮን ገብሩ ኦውሱ ዝተኻየደ ዕላል
Mon, 05 Aug 2024 - 29min - 3026 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ነሓሰ 04, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 04 Aug 2024 - 30min - 3025 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ነሓሰ 03, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 03 Aug 2024 - 29min - 3024 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ነሓሰ 02, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ዕጡቓት ጉጅለታት ክልል ኣምሓራ ዝርርብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቱርኪየ ንሽምግልና ኢትዮጵያን ሶማልን ናብ ኢትዮጵያ ክጓዓዝ’ዩ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ጎስጓስ ምርጫ ኣመሪካ መድረኽ ዘተ ክልል ትግራይ
Fri, 02 Aug 2024 - 29min - 3023 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ነሓሰ 01, 2024Thu, 01 Aug 2024 - 29min
- 3022 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 31, 2024Wed, 31 Jul 2024 - 29min
- 3021 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 30, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መግለጺ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዝካየድ በረራታት ዝምልከት ምርጫ ኣመሪካ ሰሙናዊ መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ
Tue, 30 Jul 2024 - 29min - 3020 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 29, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ኢትዮጵያ ኣብ መጠን ሸርፊ ወጻኢ ምትዕርራይ ገይራ ህወሓት ንክምዝገብ ንምርጫ ቦርድ ደጊሙ ሓቲቱ ክልል ትግራይ - መፍረ ደርሆ ዳግም ንምብርባር
Mon, 29 Jul 2024 - 29min - 3019 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሓምለ 28, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 28 Jul 2024 - 29min - 3018 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ሓምለ 27, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 27 Jul 2024 - 29min - 3017 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 26, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ምምላስ ተመዛበልቲ ናብ ራያ አላማጣ ርክብ ቀ/ሚ ነታንያሁ ምስ ፕረዚደንት ባይደንን ምክትል ፕረዚደንት ካማላ ሃሪስን መደብ ቒሔ ጽልሚን
Fri, 26 Jul 2024 - 29min - 3016 - ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ - ሓምለ 25, 2024
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሓሙስ፡ መንእሰያት/ ጥዕና
Thu, 25 Jul 2024 - 29min - 3015 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 24, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ በዓል መዚ ሲቪል ኣቭየሽን ኤርትራ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ በረራ ከቋርጽ ሓቲቱ ፕረ. ባይደን ድሕሪ መልኸፍቲ ቫይረስ ኮሮና ናብ ዋይትሃውስ ተመሊሶም መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ
Wed, 24 Jul 2024 - 29min - 3014 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 23, 2024Tue, 23 Jul 2024 - 30min
- 3013 - ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ - ሓምለ 22, 2024
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰኑይ፡ ሳይንስን ተክኖሎጂን / ሕርሻ
Mon, 22 Jul 2024 - 30min - 3012 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሓምለ 21, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 21 Jul 2024 - 29min - 3011 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ሓምለ 20, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 20 Jul 2024 - 29min - 3010 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 19, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ጸብጻብ ትራሞፕ ወግዓዊ ሕጹይነት ፕረዚደንት ሪፖብሊካን ፓርቲ ይቕበሉ ቃለ መሕትት ምስ ፍሉይ ል ኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሃመር
Fri, 19 Jul 2024 - 29min - 3009 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 18, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ኣብ መዓስከር ኩመር 10 ኣባላት ፖሊስ ብዕጡቓት ምቕታሎም ሕ/ሃገራት ኣፍሊጡ ጸብጻብ መደረ ምኽትል ሕጹይ ተወዳዳሪ ሪፖብሊካን ፓርቲ ኮይኖም ዝተመርጹ ጀይ ዲ ቫንስ - ኣብ ዋዕላ ሪፖብሊካን ሽልማት ንፈጠራ ስራሕ መንእሰያት ኣብ ኣዲስ ኣበባ
Thu, 18 Jul 2024 - 29min - 3008 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 17, 2024Wed, 17 Jul 2024 - 29min
- 3007 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ - ሓምለ 16, 2024Tue, 16 Jul 2024 - 29min
- 3006 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 15, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ፈተነ ቅትለት ትራሞፕን ዋዕላ ሰልፊ ሪፖብሊካን ትንታነ ኣብ ጉዳይ ፈተነ ቅትለት ትራምፕ መግለጺ ሌ/ጀ ታደሰ ወረደ ኣብ ጉዳይ ምምላስ ተመዛበልቲ
Mon, 15 Jul 2024 - 29min - 3005 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሓምለ 14, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 14 Jul 2024 - 29min - 3004 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ሓምለ 13, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 13 Jul 2024 - 30min - 3003 - ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ - ሓምለ 12, 2024
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን መልስን
Fri, 12 Jul 2024 - 30min - 3002 - ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ - ሓምለ 11, 2024
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ቢንያም ግርማይ ኣብ መበል 12 መድረኽ ቀዳማይ ወጺኡ ሆስፒታል ዶክመር ሽረ -- ተስፋ ኣብቲ ጽልሙት ደመና ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ መቐለ -- ካብኡ ናብኡ
Thu, 11 Jul 2024 - 29min - 3001 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 10, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ንስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ዝግምግም ካልኣይ ርክብ ተኻዪዱ ዋዕላ ኔቶ ኣብ ኣመሪካ ጓስጓስ ምርጫ ኣመሪካ ዝምልከት ጸብጻብ ኤርትራዊያን ኣመሪካዊያን ኣደን ወደን ደረስቲ መጽሓፍቶም ብወለንተኛታት ተማሃሮ የተርጉሙ
Wed, 10 Jul 2024 - 29min - 3000 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 09, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ቀ/ሚ ኣቢይ ሱዳን ኣትዩ፡ ምስ ጀነራል ዓብዱልፈታሕ ኣልቡርሃን ተራኺቡ ኣብ ክልል ትግራይ ፈተና 12 ክፍሊ ተጀሚሩ ምስ ፕሮፈሰር ኤርሚያስ ክብርኣብ -- ከብቲ ኣብ በከላ ኣከባቢ
Tue, 09 Jul 2024 - 29min - 2999 - ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ - ሓምለ 08, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ፕረዚደንት ሶማል ኣብ ኤርትራ ይበጽሕ ማሕበራት ሲቪል ትግራይ መጥቃዕቲ ደቀንስትዮ ደው ንኽብል ይፅውዑ “ሙዚቃ’ዩ ፈውስና” ትውልደ ኢትዮጵያዊያን ተመዛበልቲ ኲናት ዩክሬን ብቓላቶም
Mon, 08 Jul 2024 - 29min - 2998 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሓምለ 07, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 07 Jul 2024 - 29min - 2997 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ሓምለ 06, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 06 Jul 2024 - 29min - 2996 - ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ - ሓምለ 05, 2024
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ "ቢንያም ፍሉይነቱ ኣብ ርእሰ ተኣማንነቱን ኣብ ትብዓቱን`ዩ" ነባር ጋዜጠኛ ስፖርት ክብረኣብ ተስፋሚካኤል ሓረስቶት ክልል ትግራይ ንትስፉው ክራማት ምድንጓይ ድዅዒ የሻቕሎም
Fri, 05 Jul 2024 - 30min - 2995 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 04, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ዓለምን ዓለምለኸ ማእከን ገንዘብ ተካይዶ ልዝብ እንተተዓዊቱ 10.5 ቢልዮን ዶላር ከምትረክብ ቀ/ሚ ኣብይ ኣፍሊጦም ኤርትራ - ሰለስተ መንእሰያት ሓድሽ ኣገባብ መረዳድኢ ‘ቋንቋ ምድህሳስ” ኣማዕቢሎም
Thu, 04 Jul 2024 - 30min - 2994 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 03, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ “ኣብ ጽላት ጥዕና ክልል ኣምሓራ ዝወረደ መጥቃዕቲ ምስ ገበናት ኲናት ዝጽብጸብ’ዩ” ህዩማን ራይትስ ዎች መቐለ: ካብ 20-ሽሕ ናብ 15 ሚልዮን ብር ርእሰ-ማል
Wed, 03 Jul 2024 - 30min - 2993 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 02, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያን ሶማልን ቀዳማይ ርክብ ኣካዪዶም፡ ንኻልኣይ ዙር ተቛጺሮም ፖሊስ ኬንያ ሰልፈኛታት ንምብታን ዘንብዕ ጋዝ ተኵሱ ሰሙናዊ መደብ ኣመሪካን ኣብ ስሩዕ ኣመጋግባ ዘተኾረ መደብ
Tue, 02 Jul 2024 - 29min - 2992 - ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ - ሓምለ 01, 2024
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ቢንያም ግርማይ ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ዙር ፈረንሳ ቀዳማይ ወጺኡ -- ታሪኽ ሰሪሑ ውሽጣውያን ተመዛበልቲ ፀለምንት ናብ መንበሪኦም ምምላስ ጀሚሮም ስደተኛታት ንምሕጋዝ ኣብ ኣመሪካ ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ
Mon, 01 Jul 2024 - 29min - 2991 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሰነ 30, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 30 Jun 2024 - 29min - 2990 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ሰነ 29, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 29 Jun 2024 - 30min - 2989 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካቋንቋ ትግርኛ - ሰነ 28, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካቋንቋ ትግርኛ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ክልል ኣምሓራ እንተብቕዐ እውን ትግባረኡ ግን ቀጺሉ ከምዘሎ ነበርቲ ይሕብሩ ጸብጻብ ፕረዚደንታዊ ክትዕ ሲ ኤን ኤን ጠመተ ሞያውያን- ኣበርክቶ ዶ/ር ርእሶም ሃይለ ኣብ ስነ-ግጥሚ ትግርኛ
Fri, 28 Jun 2024 - 29min - 2988 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሰነ 27, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ተቃውሞ ኬንያ ፈላማይ ፕረዚደንታዊ ክትዕ ንምርጫ ኣመሪካ 2024 ቶሮንቶ ካናዳ ንመበል 37 ዓመታዊ ውጅራት ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ
Thu, 27 Jun 2024 - 29min - 2987 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሰነ 26, 2024
ዋዕላ ሰላም ክልል ኣምሓራ መስራቲ ዊክሊክስ ኣብ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ቐሪቡ ጸብጻብ ቕድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ክትዕ ኣመሪካ ንምርኣይን ምስማዕ ዝተሰኣኖም ወገናት ኣብ ሲነማታት ፊልም ክርእዩ ዘኽእል መተግብሪ (ኣፕ) ዝመሃዘት ኤርትራዊት ሰናይት ደበሳይ
Wed, 26 Jun 2024 - 29min - 2986 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሰነ 25, 2024
ኣብ ናይ ሎሚ ፈነወ -ኣብ ክልል ትግራይ ንወጽዓ ደቂ ኣንስትዮ ብዝምልከት ሰልፊ ተካይዱ ኣብ ግጭት ጋምቤላ ክልተ ሰባት ሞይቶም ፈላማይ ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ዘካይድዎ ክትዕ ኣብ ፖሊስ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ንኲናት ዩክሬን ከምዘተኮር ተገሊጹ ኒውላይን ኢንስትዩት ኣብ ኲናት ትግራይ ዘውጽኦ ሪፖርት ዝምልከት መደብ የጠቓልል።
Tue, 25 Jun 2024 - 29min - 2985 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ሰነ 24, 2024
ኣብ ናይ ሎሚ ፈነወ - ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ምርጫ ኣብ ከተማ መቐለ ተመዛበልቲ ሰልፊ አካይዶም ምቁር ድንሽ -- ሃብታም ትሕዝቶ፡ ዘይተለምደ መግቢ
Mon, 24 Jun 2024 - 29min - 2984 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሰነ 23, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sun, 23 Jun 2024 - 29min - 2983 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ሰነ 22, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
Sat, 22 Jun 2024 - 29min - 2982 - ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ - ሰነ 21, 2024
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን መልስን
Fri, 21 Jun 2024 - 29min - 2981 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 20 ሰነ 2024 - ሰነ 20, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 20 ሰነ 2024 ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ጸብጻብ መዓልቲ ስደተኛታት ዝምልከትን ንተመክሮን ስርሓትን ኤርትራዊ ኣመሪካዊ በዓል ሞያ ቕዲ ክዳን ዓወት ወልደገብርኤል ዝድህስስ መደብ
Thu, 20 Jun 2024 - 29min - 2980 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 19 ሰነ 2020 - ሰነ 19, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 19 ሰነ 2020 ዞባዊን ኣህጉራዊት ዜና ምርጫ ኣመሪካን ሎሞ ዝዝከር ኣዋጅ ጊልያነት ዘብቕዓሉ መዓልቲ ጁንቲንዝ መደብ ደቂ ኣንስትዮን ቆልዑን ምስ ኤርትራዊት ኣብነታዊት ሓረስታይ
Wed, 19 Jun 2024 - 29min - 2979 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 ሰነ 2024 - ሰነ 18, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 ሰነ 2024 ዞባዊን ዓለምለኸ ዜና ምውናን ኣጽዋርን ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካን መደብ ኤርትራዊያንን ኣብ ኣመሪካ ምስ ኤርትራዊት ኣመሪካዊን ተጻዋቲት ኹዕሶ እግሪ ሊሊ ዩሃንስ
Tue, 18 Jun 2024 - 29min
Podcasts semelhantes a ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America
- Global News Podcast BBC World Service
- El Partidazo de COPE COPE
- Herrera en COPE COPE
- The Dan Bongino Show Cumulus Podcast Network | Dan Bongino
- Es la Mañana de Federico esRadio
- La Noche de Dieter esRadio
- Hondelatte Raconte - Christophe Hondelatte Europe 1
- Affaires sensibles France Inter
- La rosa de los vientos OndaCero
- Más de uno OndaCero
- La Zanzara Radio 24
- Espacio en blanco Radio Nacional
- Les Grosses Têtes RTL
- L'Heure Du Crime RTL
- El Larguero SER Podcast
- Nadie Sabe Nada SER Podcast
- SER Historia SER Podcast
- Todo Concostrina SER Podcast
- 安住紳一郎の日曜天国 TBS RADIO
- TED Talks Daily TED
- The Tucker Carlson Show Tucker Carlson Network
- 辛坊治郎 ズーム そこまで言うか! ニッポン放送
- 飯田浩司のOK! Cozy up! Podcast ニッポン放送
- 武田鉄矢・今朝の三枚おろし 文化放送PodcastQR